Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዳንኤል 2:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ሽዑ ዳንኤል ናብ ንጉስ ኣትዩ፥ ነቲ ሕልሙ ንኽትርጕመሉ ጊዜ ኽህቦ፥ ንንጉስ ለመኖ።

Ver Capítulo Copiar




ዳንኤል 2:16
5 Referencias Cruzadas  

ቍጥዓ ንጉስ ከም ልኡኽ ሞት እዩ፤ ለባም ግና የህድኦ።


ዳንኤል ንኣርዮክ፥ ነቲ ናይ ንጉስ ሓለቓ ሰራዊት “እዝ ብርቱዕ ትእዛዝ እዙይ፥ ካብ ንጉስ ስለ ምንታይ ወፀ?” ኢሉ ጠየቖ። ኣርዮክ ድማ ንዳንኤል እቲ ዝኾነ ኣፍለጦ።


ድሕሪዙይ ዳንኤል ናብ ገዛኡ ኸደ እሞ፥ ንመሓዙቱ ንኣናንያን ንሚሳኤልን ንኣዛርያስን፥ ነቲ ነገር ገለፀሎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos