Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ግብሪ ሃዋርያት 4:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5-6 ንፅባሒቱ ድማ መኳንንቶምን ሽማግለታቶምን መምህራን ሕግን፥ ምስ ሃና ሊቀ ካህናትን ቀያፋን ዮሃንስን እስክንድሮስን፥ ኵሎም ወገን ሊቃነ ካህናትን፥ ኣብ ኢየሩሳሌም ተኣከቡ።

Ver Capítulo Copiar




ግብሪ ሃዋርያት 4:5
12 Referencias Cruzadas  

ኣቱም መራሕቲ ሰዶም ቓል እግዚኣብሄር ስምዑ፤ ኣቱም ህዝቢ ገሞራውን፥ ናብ ሕጊ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፅን በሉ።


እቶም በደል ዝምህዙ፥ ኣብ መደቀሲኦም ከዓ ኽፉእ ዝፍሕሱ ወይለኦም! ስልጣን ኣብ ኢዶም ስለ ዝኾነ፥ ብብርሃን ወጋሕታ ኽፍፅምዎ እዮም።


ምስ ወግሐ፥ ሽዑ ሊቃነ ካህናት ምስ ሽማግለታትን መምህራን ሕግን፥ ብምሉኡ እቲ መጋባእያን ምኽሪ መኸሩ፤ ንኢየሱስ ድማ ኣሲሮም ወሰድዎ፤ ኣሕሊፎም ከዓ ንጲላጦስ ሃብዎ።


ሓደ መዓልቲ ኢየሱስ፥ ኣብ ቤተ መቕደስ ንህዝቢ ኽምህርን፥ ወንጌል ክሰብኽን እንተሎ፥ ሊቃነ ካህናትን መምህራን ሕግን፥ ምስ ዓበይቲ ህዝቢ ኾይኖም ናብኡ መፂኦም፥


ምስ ወግሐ፥ ዓበይቲ ህዝብን ሊቃነ ካህናትን መምህራን ሕግን ተኣኪቦም፥ ናብ መጋባእያ ወሰድዎ። “ንስኻ እቲ ክርስቶስ እንተ ዄንካስ፥ እስኪ ንገረና” በልዎ። ንሱ ኸዓ “እንተ ነገርኩኹም ኣይትኣምኑንን፤


ጲላጦስ ግና፥ ንሊቃነ ካህናትን ንሽማግለታትን ንህዝብን ብሓባር ፀዊዑ፦


ንእኡ ሊቃነ ካህናትን ሹመኛታትን፥ ናብ ናይ ሞት ፍርዲ ኣሕሊፎም ከም ዝሃብዎን፥ ከም ዝሰቐልዎን፥


ሽዑ ጴጥሮስ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ ኸምዙይ በሎም፦ “ኣቱም መኳንንቲ ህዝብን ሽማግለታትን፥


እንተ ኾነ፥ ሓደ ገማልያል ዝስሙ ፈሪሳዊ መምህር ሕጊ፥ ብዅሉ ህዝቢ እውን ዝኸበረ፥ ንሃዋርያት ሓንሳእ ከግልስዎም ኣዘዘ።


በዙይ ከዓ ንህዝብን ንሽማግለታትን ንመምህራን ሕግን ኣለዓዓሉ፤ ንሳቶም ድማ መፂኦም ሓዝዎ፤ ናብ መጋባእያውን ኣቕረብዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos