Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ግብሪ ሃዋርያት 21:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ካብኣቶም ተፈሊና ብመርከብ ምስ ተልዓልና፥ መንገድና ኣቕኒዕና ናብ ቆስ ከድና፤ ንፅባሒቱ ኸዓ፥ ሮዶስ ኣብ እትብሃል ደሴት በፃሕና፤ ካብኣውን ናብ ጳጥራ ኣተና።

Ver Capítulo Copiar




ግብሪ ሃዋርያት 21:1
8 Referencias Cruzadas  

ትምህርቱ ምስ ወድአ ኸዓ ንስምኦን “ናብቲ ዓሚቝ ባሕሪ ቕርብ በል እሞ፥ ዓሳ ኽተስግሩ መርበብኩም ኣውርዱ” በሎ።


ሓደ መዓልቲ ምስ ደቀ መዛሙርቱ፥ ናብ ጃልባ ኣትዩ “ንዑ ናብቲ ማዕዶ ባሕሪ ንሳገር” በሎምሞ ኸዱ።


ናብ ሃገር እስያ ዝነቐለት፥ ካብ ኣድራሚጢስ ዝመፀት መርከብ ጌርና ጕዕዞና ጀመርና። ኣብ ተሰሎንቄ ዝነብር ኣርስጣርኮስ ዝተብሃለ መቄዶንያዊ ድማ፥ ምሳና ኸደ።


ካብኣ ተልዒልና ኸዓ፥ ንፋስ ኣብ ቕድሜና ስለ ዝነበረ፥ ንቆጵሮስ ከውሊ ጌርና ሓለፍና።


እንተ ኾነ ኣሕዋተይ፥ ንሕና ግና ብልብና ምሳኻትኩም እኳ እንተ ሃለና፥ ብኣካል ንሓፂር ጊዜ ኻባኻትኩም ተፈሊና ስለ ዝነበርና፥ ገፅኩም ክንርኢ ብዙሕ ናፍቖትን ሃረርታን ነይሩና።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos