Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ግብሪ ሃዋርያት 1:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ብድሕሪዙይ ሃዋርያት፥ ካብ ደብረ ዘይት ናብ ኢየሩሳሌም ተመለሱ፤ ደብረ ዘይት ካብ ኢየሩሳሌም መንገዲ ሰንበት ዝኣክል ይርሕቕ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ግብሪ ሃዋርያት 1:12
10 Referencias Cruzadas  

በታ መዓልቲ እቲኣ፥ ኣብቲ ምብራቕ ኢየሩሳሌም ኣብ ዘሎ ደብረ ዘይት፥ ኣእጋሩ ኽቖማ እየን። ደብረ ዘይት ኻብ ምብራቕ ክሳዕ ምዕራብ፥ ኣብ ክልተ ኽስንጠቕ እዩ። የመና ዓብዪ ለሰውን ክኸውን እዩ። ፍርቂ እቲ እምባ ናብ ሰሜን፥ ፍርቁ ድማ ናብ ደቡብ ክሰሓብ እዩ።


ናብ ኢየሩሳሌም ምስ ቀረቡ፥ ኣብ ደብረ ዘይት ናብ እትርከብ ቤተ ፋጌ በፅሑ፤ ሽዑ ኢየሱስ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ኽልተ ልኢኹ


ህድማኹም ብኽረምቲ ወይ ከዓ ብሰንበት ምእንቲ ኸይኸውን ፀልዩ።


ኣብ ደብረ ዘይት ተቐሚጡ እንተሎ፥ ደቀ መዛሙርቱ ንበይናቶም ናብኡ ቕርብ ኢሎም፥ “እዙይ መኣዝ እዩ ዝኸውን? ናይ ምምፃእኻን ናይ ዓለም መወዳእታን ምልክቱኸ እንታይ እዩ? እስኪ ንገረና?” ኢሎም ጠየቕዎ።


ናይ ምስጋና መዝሙር ምስ ዘመሩ፥ ናብ ደብረ ዘይት ደየቡ።


ጥቓ ደብረ ዘይት ዝበሃል እምባ ናብ ዝርከባ ቤተ ፋጌን ቢታንያን ምስ ቀረበ፥ ንኽልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ኸምዙይ ኢሉ ለኣኸ፦


ኢየሱስ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ይምህር፥ ለይቲ ለይቲ ኸዓ፥ ደብረ ዘይት ኣብ ዝበሃል እምባ ደዪቡ ይሓድር ነበረ።


ሽዑ ኢየሱስ ንወፃኢ፥ ክሳዕ ቢታንያ ወሰዶም፤ ኢዱ ኣልዒሉውን ባረኾም።


ንሳቶም ድማ ሰገዱሉ፤ ብብዙሕ ሓጐስውን፥ ናብ ኢየሩሳሌም ተመለሱ።


ቢታንያ ኻብ ኢየሩሳሌም፥ ዳርጋ ሰለስተ ኪሎ ሜትር ኣቢላ ትርሕቕ ነበረት።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos