Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2ይ ጢሞቴዎስ 4:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ጢሞቴዎስ፥ ቀልጢፍካ ናባይ ምፃእ።

Ver Capítulo Copiar




2ይ ጢሞቴዎስ 4:9
4 Referencias Cruzadas  

መባእስትኻ ናብ ቤት ፍርዲ እንተ ወሰደካ፥ ኣብ ፈራዲ ኸየብፅሐካ፥ እቲ ፈራዲ ኸዓ፥ ንወታደር ኣሕሊፉ ኸይህበካ፥ እቲ ወታደርውን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኸይድርብየካስ፥ ኣብ መንገዲ እንተለኻ፥ ምስ መባእስትኻ ንምትዕራቕ ፀዓር።


ንብዓትካ እናዘከርኩ፥ ብታሕጓስ ምእንቲ ኽምላእ ኸዓ፥ ክሪአካ እናፍቕ ኣለኹ።


ቅድሚ ኽረምቲ ንኽትመፅእ ዝከኣለካ ግበር። ኤውግሎስን ጱዴስን ሊኖስን ቀላውድያንን ኣሕዋትናውን፥ ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ።


ኣብ ኒቆጵልዮን ክኸርም ወሲነ ኣለኹ እሞ፥ ንኣርጢሞን ወይ ንቲኪቆስ ምስ ለኣኽኩልካ፥ ዝገበርካ ጌርካ ናባይ ምፃእ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos