Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2ይ ጢሞቴዎስ 2:17 - መፅሓፍ ቅዱስ

17 ትምህርቶም እናሰፍሐ ኸም ዝኸይድ፥ ዝባላዕ ቝስሊ እዩ፤ ኣብ መንጎኦም ሄሜኔዎስን ፊሊጦስን ዝበሃሉ ይርከብዎም።

Ver Capítulo Copiar




2ይ ጢሞቴዎስ 2:17
4 Referencias Cruzadas  

ኣብኡ ሓዊ ኽበልዐኪ፥ ሰይፊ እውን ከጥፍአኪ እዩ። ከም ኵብኵብታ ኽበልዐኪ እዩ። ከም ኩብኵብታ ብዝሒ፥ ከም ኣንበጣውን ፍረዪ።


እቶም ምእማን ዝኣበዩ ኣይሁድ ግና፥ ነቶም ኣህዛብ፥ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣመንቲ ብፅልኢ ኸም ዝለዓዓሉ ገበርዎም።


ኣብ መንጎኦም እኳ፥ ንእግዚኣብሄር ምፅራፍ ከም ዘይግባእ ምእንቲ ኽመሃሩ ኢለ፥ ንሰይጣን ኣሕሊፈ ዝሃብኩዎም፥ ሄሜኔዎስን እስክንድሮስን ዝበሃሉ ሰባት ኣለዉዎም።


ወርቅኹምን ብሩርኩምን መሪቱ፤ እቲ ምምራቱ ኸዓ፥ ኣብ ልዕሌኹም ምስክር እዩ፤ ንዳሕረዋይ ዘመን ሃብቲ ስለ ዝኣከብኩም ድማ፥ ንስጋኹም ከም ሓዊ ኽበልዖ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos