4 ንጉስ ድማ “ኣበይ ኣሎ?” በሎ። ሲባ ኸዓ ንንጉስ “እንሆ ንሱ ኣብ ቤት ማኪር ወዲ ዓሚኤል ኣብ ሎዶባር ኣሎ” በሎ።
ዮሴፍ ክሳዕ ሳልሳይ ትውልዲ፥ ደቂ ኤፍሬም ረአየ። ደቂ ማኪር ወዲ ምናሴ ኣብ እንዳ ዮሴፍ ተወሊዶም ኣብኡ ዓበዩ።
ሽዑ ንጉስ ዳዊት ናብ ሎዶባር ልኢኹ ኻብ ቤት ማኪር ወዲ ዓሚኤል ኣምፅኦ።
ንስኻትኩም “ብኸንቱ ነገር እትሕጐሱ፥ ብሓይልናዶ ኣይኮናን ኣቕርንቲ ዝወሰድና እትብሉ ዘለኹም።