Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 6:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ካብታ ኣብ ኰረብታ ምስ ታቦት ኣምላኽ ዝነበረት ቤት ኣሚናዳብ ነቲ ታቦት እግዚኣብሄር ምስ ኣውፅእዎ፥ ኣሕዮ ቐቅድሚ እቲ ታቦት ይኸይድ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 6:4
3 Referencias Cruzadas  

ንሳቶም ከዓ ነቲ ታቦት እግዚኣብሄር ኣብ ሓድሽ ሰረገላ ገይሮም ካብታ ኣብ ኰረብታ ዝነበረት ቤት ኣሚናዳብ ኣምፅእዎ፤ ነቲ ሓድሽ ሰረገላውን ዖዛን ኣሕዮን፥ ደቂ ኣሚናዳብ፥ ይመርሕዎ ነበሩ።


ነቲ ታቦት ኣምላኽ ኣብ ሓድሽ ሰረገላ ፅዒኖም ድማ ኻብ ቤት ኣሚናዳብ ኣምፅእዎ። ዖዛን ኣሒዮን ከዓ ነቲ ሰረገላ ይመርሕዎ ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos