Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 6:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ዳዊት መሊሱ ነቶም ኵሎም ካብ እስራኤል ዝተሓርዩ ሰላሳ ሽሕ ሰብኡት ኣከቦም።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 6:1
7 Referencias Cruzadas  

እንትርፊ እቶም ኣጓብዝ ዝበልዕዎ፥ ንባዕለይ ሓንቲ እኳ ኣይወስድን እየ። እቶም ምሳይ ዝኸዱ ሰባት፥ ኣውናንን ኤስኮልን መምሬን ግና ግደኦም ይውሰዱ” በሎ።


ድሕሪዙይ ኵሎም ነገዳት እስራኤል ናብ ኬብሮን መፂኦም፥ ንዳዊት “እኒሀና፥ ንሕና ዓፅምኻን ስጋኻን ኢና፤


ሰሎሞን ንዅሎም ዓበይቲ እስራኤልን ንዅሎም ኣሕሉቕ ነገዳትን ሹመኛታት ማይ ቤት ኣቦታትን ደቂ እስራኤል፥ ንታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር ካብ ከተማ ዳዊት፥ ካብ ፅዮን፥ ንጉስ ሰሎሞን ናብ ዘለዎ ናብ ኢየሩሳሌም ከደይብዎ ኣከቦም።


ዳዊት ነቲ ታቦት ኣምላኽ ካብ ቂርያት የዓሪም ምእንቲ ኸምፅኦ ኸዓ፥ ካብ ሩባ ሲሖር ናይ ግብፂ ጀሚሩ፥ ክሳዕ መእተዊ ሓማት ንዝነበሩ ዅሎም ደቂ እስራኤል ኣከቦም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos