Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 4:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ሽዑ ዳዊት ንሬካብን ንበዓና ሓዉን፥ ደቂ ሪሞን ብኤሮታዊ፥ “በቲ ንነፍሰይ ካብ ኵሉ መከራ ዘድሓና ህያው እግዚኣብሄር እምሕል ኣለኹ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 4:9
14 Referencias Cruzadas  

እቲ መልአኹ ልኢኹ ኻብ ኵሉ ኽፉእ ዘድሓነኒ እግዚኣብሄር ነዞም ቈልዑ ይባርኮም። ስመይን ስም ኣቦታተይ ኣብርሃምን ይስሓቅን ኣብኣቶም ይፀዋዕ፥ ኣብ ማእኸል ምድሪ ድማ ይብዝሑ።”


ንኢያቡስቴ ክልተ ሰባት፥ ኣሕሉቕ ጭፍራ ነበርዎ፤ ስም እቲ ሓደ በዓና፥ ስም እቲ ኻልኣይ ከዓ ሬካብ ነበረ። ንሳቶም ደቂ ሪሞን በዓል ብኤሮት፥ ካብ ደቂ ብንያም ነበሩ። ብኤሮት ምስ ብንያም እያ እትቝፀር።


እቲ ንጉስ ድማ “በቲ ንህይወተይ ካብ ኵሉ ፀበባ ዘድሓነኒ እግዚኣብሄር እምሕል ኣለኹ።


ንህይወትኪ ኻብ ጥፍኣት ዘድሕና፥ ብምሕረቱን ብሕያዋይነቱን ዝኽልለኪ፤


ካብ ኢድ ተፃረርቶም ድማ ኣድሓኖም፤ ካብ ኢድ ፀላእቶምውን ኣናገፎም።


እግዚኣብሄር ዝተቤዘዎም፥ ካብ ኢድ ፀላኢውን ዘድሓኖም ይናገሩ።


ፃድቃን ናብ እግዚኣብሄር ኣእወዩ፤ ንሱ ድማ ሰምዖም፤ ካብ ኵሉ መከራኦምውን ኣናገፎም።


እግዚኣብሄር ንነፍሲ ባሮቱ ይቢዘው፤ ኵሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣይናስሑን።


ንነፍሰይ ጠምታ፤ ተቤዘዋውን፤ ስለ ፀላእተይውን ኣድሕነኒ።


ክዝምረልካ እንተለኹ ኸናፍረይን፥ እታ ዘድሓንካያ ነፍሰይን ደስ ይብለን።


እንሆ ድማ ኸምቲ ሎሚ መዓልቲ ኣነ ዝራህራህኹልካ እግዚኣብሄር ይራህርሀለይ፤ ካብ ኵሉ መከራውን የድሕነኒ” በለ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos