Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 4:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ዳዊት ድማ “ቅተልዎም” ኢሉ ንሓሻኽሩ ኣዘዞም። ንሳቶም ከዓ ንሬካብን ንበዓናን ቀተልዎም፤ ኣእዳዎምን ኣእጋሮምን ድማ ቘራረፅዎም፤ ኣብ ጥቓ ቓላይ ኬብሮን ከዓ ሰቐልዎም። ንርእሲ ኢያቡስቴ ግና ኣብ መቓብር ኣበኔር፥ ኣብ ኬብሮን ቀበርዎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 4:12
8 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ዳዊት ንሓደ ኻብቶም ኣጓብዙ ፀዊዑ፥ ናብኡ ቕረብሞ ውደቖ በሎ፤ ንሱውን ወቕዖሞ ሞተ።


ንስኻ ኽንዲ ሳኦል ነገስካ፤ ክንዲ እቲ ዅሉ ኣብ ቤት ሳኦል ዘፍሰስካዮ ደም፥ እግዚኣብሄር ፈደየካ። እግዚኣብሄር ነዛ መንግስቲ ንወድኻ ኣቤሴሎም ሃቦ። ንስኻ ናይ ደም ሰብ ኢኻ፤ ስለዙይ እንሆ ብኽፍኣትካ ተትሓዝካ” ይብሎ ነበረ።


ኣበኔር ወዲ ኔር፥ ሓለቓ ሰራዊት ሳኦል ግና ንኢያቡስቴ ወዲ ሳኦል ወሲዱ፥ ናብ ማሓናይም ኣሳገሮ።


ኣብ ኢድ ገባዖናውያን ድማ ኣሕሊፉ ሃቦም፤ ንሳቶም ከዓ ኣብቲ እምባ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሰቐልዎም፤ ሸውዓቲኦም ድማ ብሓንሳእ ወደቑ፤ ንሳቶም ክሞቱ እንተለዉ ዓፂድ ስገም ዝጅመረሉ ጊዜ ቐውዒ ነበረ።


ንኣበኔር ኣብ ኬብሮን ቀበርዎ፤ ንጉስ ድማ ኣብቲ መቓብር ኣበኔር ድምፁ ዓው ኣቢሉ በኸየ፤ ኵሎም ህዝቢ እውን በኸዩ።


ንስኻ ግና፥ ኦ ጐይታ፥ ናብ ጕድጓድ ሞት ተውርዶም ኢኻ፤ ናይ ደም ሰባትን ጠበርትን ፍርቂ ዕድመኣቶም ኣይነብሩሉን፤ ኣነ ግና ኣባኻ እእመን ኣለኹ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos