Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 3:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ሳኦል ሪፅጳ ዝስማ ጓል ኣያ፥ ሰበይቲ ወሰን ነበረቶ። ኢያቡስቴ ድማ ንኣበኔር “ስለ ምንታይ ኢኻ ናብታ ሰበይቲ ወሰን ኣቦይ ዝኣተኻ?” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 3:7
6 Referencias Cruzadas  

መንግስቲ ሳኦል ሃብኩኻ፤ ኣንስቱውን ኣብ ሕቝፍኻ ኣንበርኩልካ፤ ኣብ እስራኤልን ኣብ ይሁዳን ከዓ ኣንገስኩኻ፤ እዙይ ውሒዱ እንተ ዝኸውን ድማ ኸምኡ ኻልእ ምወሰኽኩልካ ነይረ።


ኣበኔር ወዲ ኔር፥ ሓለቓ ሰራዊት ሳኦል ግና ንኢያቡስቴ ወዲ ሳኦል ወሲዱ፥ ናብ ማሓናይም ኣሳገሮ።


ንሱ ኸዓ “ኣየሕፍረክን እዩ እሞ፥ ንሱነማዊት ኣቢሳ ንኸመርዕወኒ፥ በይዛኺ ተዛረብዮ” በላ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos