6 በቲ ኣብ መንጎ ቤት ሳኦልን ኣብ መንጎ ቤት ዳዊትን ውግእ ዝነበረሉ ጊዜ፥ ኣበኔር ኣብ ቤት ሳኦል እናሓየለ ኸደ።
እቲ ኣብ መንጎ ቤት ሳኦልን ኣብ መንጎ ቤት ዳዊትን ዝነበረ ውግእ ነዊሕ ነበረ። ቤት ዳዊት እናበርትዐ ኸደ፤ ቤት ሳኦል ግና እናደኸመ ከደ።
ሻድሻይ ካብ ዔግላ ሰበይቲ ዳዊት ዝተወለደ ይትረሃም፤ እዚኣቶም ንዳዊት ኣብ ኬብሮን ዝተወለዱሉ እዮም።
ሽዑ ኢዩ ምስ ኢዮናዳብ ወዲ ሬካብ፥ ናብ ቤት ጣዖት በዓል ኣተዉ እሞ፥ ነቶም ኣገልገልቲ ጣዖት በዓል “ካብቶም ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ምሳኻትኩም ሓደ ኸይህሉ ኣስተብሂልኩም ረአዩ” በሎም።
ውግእ ገጢምካ ብጅግንነት እንተ ተዋጋእኻ እኳ፥ እግዚኣብሄር ንምርዳእ ኾነ ንምጥፋእ ስልጣን ስለ ዘለዎ፥ ፀላእትኻ ኸም ዝስዕሩኻ ኽገብረካ እዩ” በሎ።
ንእግዚኣብሄር ምቅዋም ዝኽእል፥ ጥበብ፥ ምስትውዓል ወይ ምኽሪ የለን።
እቲ ምሳይ ዘይኮነ ተፃራርየይ እዩ፤ እቲ ምሳይ ዘይእክብ ከዓ ይብትን።
ሰበይቲ ሳኦል ኣኪናዓም ትብሃል ነበረት፤ ንሳ ጓል ኣሒማዓፅ እያ። ሓለቓ ሰራዊቱ ኸዓ ኣበኔር ይበሃል ነበረ። ኣበኔር ወዲ ኔር ሓወቦ ሳኦል ነበረ።