Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 3:21 - መፅሓፍ ቅዱስ

21 ኣበኔር ከዓ ንዳዊት “ንዅሎም ደቂ እስራኤል ናባኻ ናብ ጐይታይ ክእክቦም እሞ ምሳኻ ኺዳን ክኣትዉስ ተሲአ ክኸይድ፥ ሽዑ ኸምቲ ዝደለኻዮ ጌርካ ትነግስ” በሎ። ዳዊት ድማ ንኣበኔር ሰደዶ። ንሱ ድማ ብሰላም ከደ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 3:21
8 Referencias Cruzadas  

ኣብ ልዕሊ ገለዓድን ኣብ ልዕሊ ኣሹራውያንን ኣብ ልዕሊ ኢይዝራኤልን ኣብ ልዕሊ ኤፍሬምን ኣብ ልዕሊ ብንያምን ኣብ ልዕሊ ዅሎም እስራኤልን ድማ ኣንገሶ።


ሽዑ ኣበኔር ናብ ዳዊት ልኡኻት ሰዲዱ “እዛ ሃገር ናይ መን ድያ? ኪዳን እተወለይ እሞ፥ ብምልእታ እስራኤል ናባኻ ኽትምለስ ክሕግዘካ እየ” በሎ።


ኣበኔር ዕስራ ሰብ ምስኡ ተማሊኡ ናብ ዳዊት ናብ ኬብሮን መፀ። ዳዊት ድማ ንኣበኔርን ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ሰባትን ምሳሕ ገበረሎም።


ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ድማ ናብ ንጉስ ናብ ኬብሮን መፁ፤ ንጉስ ዳዊት ከዓ ኣብ ኬብሮን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ምስኣቶም ኪዳን ኣተወ። ንሳቶም ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክኸውን ቀብእዎ።


ንኣኻ ድማ ክወስደካ እየ፤ ነፍስኻ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ዝፈተወቶ ኽትነግስ እያ፤ ኣብ ልዕሊ እስራኤልውን ንጉስ ክትከውን ኢኻ።


ከም ልብኻ ይሃብካ፤ ኵሉ ፈቓድካውን ይፈፅመልካ።


ኵላቶም ጥቕሚ ርእሶም እምበር፥ ብናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይግደሱን እዮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos