Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 23:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ንሱ ግና ኣብ ማእኸል እታ ግራት ቆይሙ ተፀበየ፤ ንፍልስጥኤማውያን ከዓ ሰዓሮም። እግዚኣብሄር ድማ ዓብዪ ምድሓን ገበረ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 23:12
5 Referencias Cruzadas  

ንሱ ግና ተሲኡ ኢዱ ኽሳዕ እትድንዝዝ፥ ኣብታ ሰይፊ እውን ክሳዕ እትለግብ ንፍልስጥኤማውያን ቀተሎም። እግዚኣብሄር ከዓ በታ መዓልቲ እቲኣ ዓብዪ ዓወት ከም ዝረኽቡ ገበረ። እቶም ህዝቢ ድማ ምርኮ ኽገፉ ጥራሕ ደድሕሪኡ ተመለሱ።


ንሱ ኣብ ፈስደሚም ምስ ዳዊት ነበረ። ፍልስጥኤማውያን ከዓ ንውግእ ኣብኡ ተኣኪቦም ነበሩ፤ ኣብኡ ድማ ግራት ስገም ነበረት፤ እቶም ህዝቢ እስራኤል ከዓ ኻብ ቅድሚ ፍልስጥኤማውያን ሃደሙ።


ምድሓን ናይ እግዚኣብሄር እዩ፤ በረኸትካውን ኣብ ልዕሊ ህዝብኻ እዩ።


ኢድካ ንኣህዛብ ኣጥፍአቶም፤ ንኣኣቶም ድማ ተኸልካ፤ ንኣህዛብ ኣሳቐኻዮም፤ ኣሳጐጕካዮምውን።


ፈረስ ንመዓልቲ ውግእ ይዳሎ፤ ዓወት ግና ኻብ እግዚኣብሄር እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios