Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 21:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 እቶም ገባዖናውያን ድማ “ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎ ሳኦልን ቤቱን ዘሎ ናይ ብሩርን ወርቅን ነገር ኣይኮነን። ካብ ወገን እስራኤልውን እንቐትሎ የለን” በልዎ። ንሱ ኸዓ “እቲ እትብልዎ ኽገብረልኩም እየ” በሎም።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 21:4
5 Referencias Cruzadas  

ላባ ድማ “እንታይ እሞ ኽህበካ?” በሎ። ያእቆብ ከዓ፥ “ሓደ እኳ ኣይትሃበኒ። ከምዙይ እንተ ገበርካለይ ግና ነባጊዕኻ መሊሰ ኽጓስየንን ክከናኸነንን እየ።


ካብቲ ሞት ዝግብኦ ቐታሊ ሰብ ጋር ነፍሲ ኣይትቀበሉ፤ ይሙት ደኣ እምበር ኣይትቀበሉ።


ስለ እቲ ናብታ መዕቘቢት ከተማ ዝሃደመ፥ ሊቀ ካህናት እንተይሞተ ምእንቲ ናብ ዓዱ ኽምለስ ኢልኩም፥ ጋር ነፍሲ ኣይትቀበሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos