Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 21:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ሽዑ ንጉስ ንገባዖናውያን ፀዊዑ ተዛረቦም። (ገባዖናውያን ካብቶም ኣሞራውያን ተሪፎም ዝነበሩ እዮም እምበር፥ ካብ ወገን ደቂ እስራኤል ኣይኮኑን። ደቂ እስራኤል ከዓ ኸየጥፍእዎም ምሒሎምሎም ነበሩ። ሳኦል ግና በቲ ብዛዕባ ደቂ እስራኤልን ይሁዳን ዝነበሮ ቕንኣት፥ ከጥፍኦም ፈቲኑ ነበረ።)

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 21:2
13 Referencias Cruzadas  

ፅዋዕ ዓመፅ ኣሞራውያን ገና ኣይመልአን እዩ እሞ፥ ንዘርእኻ ኣብ ራብዓይ ትውልዲ ናብዙይ ክመልሶም እየ” በሎ።


ቍጥዓ እግዚኣብሄር፥ መሊሱ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነደደ። ንዳዊት ከዓ “ኪድ ንእስራኤልን ንይሁዳን ቍፀሮም” ኢሉ ኣብ ልዕሊኣቶም ኣለዓዓሎ።


“ምሳይ ነዓ እሞ እቲ ንእግዚኣብሄር ዘለኒ ቕንኣት ረአ” ድማ በሎ። ኣብ ሰረገላ ተቐሚጦም ከዓ ብሓደ ኸዱ።


ግና ኢዩ ብምሉእ ልቡ ብሕጊ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ንምኻድ ኣይተጠንቀቐን፤ ከምቲ ኢዮርብዓም ዝገበሮ፥ ካብቲ ንእስራኤል ዘስሓተ ካብ ሓጢኣት ኢዮርብዓም ኣይረሓቐን።


ንኬጢን፥ ንኢያቡሳውያንን፥ ንኣሞራውያንን፥


ካብ ቤተ ፀሎቶም ከውፅኡኹም እዮም፤ እኳ ደኣ እቲ ዝቐትለኩም፥ ንእግዚኣብሄር ኣገልግሎት ከም ዝፈፀመ ዝመስሎ ጊዜ ኽመፅእ እዩ።


ኣብ ቅኑዕ ፍልጠት ዝተመስረተ ደኣ ኣይኮነን እምበር፥ ንእግዚኣብሄር ከም ዝቐንኡስ፥ ኣነ እምስክረሎም እየ።


ኣበርቲዖም ይደልዩኹም ኣለዉ፤ ግና ንፅቡቕ ኣይኮነን፤ ንኣኣቶም ምእንቲ ኽትደልዩ፥ ክፈልዩኹም ኢሎም እዮም እምበር።


እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ኣሕሊፉ ንዝህበኩም ኵሎም ኣህዛብ ኣጥፍእዎም፤ ዓይንኹምውን ኣይራህርሀሎም። ኣማልኽቶምውን መፈንጠር ከይኾኑኹም፥ ኣይተምልኽዎም።


ሳኦል ድማ “ኦ ዮናታን፥ ሎሚ እንተ ዘይሞይትካስ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይግበረኒ፤ ከምዙይውን ይወስኸኒ” በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos