Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 20:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ኣብቲ ኣብ ገባዖን ዘሎ ዓብዪ እምኒ ምስ በፅሑ፥ ኣሜሳይ ክራኸቦም መፀ። ኢዮኣብ ድማ ኽዳን ውግእ ተኸዲኑ ነበረ፤ ኣብ ልዕሊኡ ኸዓ ሰይፊ ምስ ሰገባኡ ተዓጢቑ ነበረ። ንሱ ክኸይድ እንተሎ ድማ እቲ ሰይፊ ወደቐ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 20:8
5 Referencias Cruzadas  

ኢዮኣብ ወዲ ፅሩያን ሹመኛታት ዳዊትን ከዓ ወፂኦም ኣብ ቃላይ ገባዖን ተራኸብዎም። እዚኣቶም ነቲ ቓላይ በቲ ሓደ ወገኑ፥ እቲኣቶም ድማ ነቲ ቓላይ በቲ ሓደ ወገኑ ተቐመጡ።


(ኣበኔር ንሓዎም ኣሳሄል ኣብ ገባዖን ኣብቲ ውግእ ስለ ዝቐተሎ፥ ኢዮኣብን ኣቢሳ ሓዉን ከዓ ንኣበኔር ቀተልዎ።)


ክዳኑ ኻብ ፀጕሪ ግመል ዝተሰርሐ ነበረ፤ ዕጣቕ ሕቘኡ ድማ፥ ፈልቊ ቘርበት፥ ቀለቡ ኸዓ ኣንበጣን መዓር ፅዴናን ነበረ።


ሽዑ ናዖድ ክልተ ዝኣፋ፥ እመት ዝምንዋሓ ሰይፊ ኣዳለወ፤ ኣብ ትሕቲ ኽዳኑ ኣብ የማናይ ሰለፉ ገበሮ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos