Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 19:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ሕዚ ኸዓ፥ ተሲእካ ውፃእሞ፥ ንሓሻኽርካ ኣተባብዕ። እንተ ዘይወፂእኻ ግና፥ በዛ ለይቲ እዚኣ ሓደ ሰብ እኳ ምሳኻ ኸም ዘየሓድር፥ ብእግዚኣብሄር እምሕል ኣለኹ። ካብቲ ብንእስነትካ ጀሚሩ ኽሳዕ ሕዚ ዝበፅሐካ ኽፉእ ድማ፥ እዙይ ዝገደደ እዩ” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 19:7
10 Referencias Cruzadas  

ልቡ ድማ ብፍቕሪ ዲና ጓል ያእቆብ ተማረኸ እሞ ፈተዋ፤ ንልባ ብዘሐጕስ ነገርውን ተዛረባ።


ነቶም ዝፀልኡኻ ብምፍታውካን፥ ነቶም ዝፈትዉኻ ድማ ብምፅላእኻን፥ ነቶም ሓሻኽርካ ኣሕሉቕን ግዲ ኸም ዘይብልካ፥ ሎሚ ኣፍለጥካ። ኣቤሴሎም ብህይወቱ እንተ ዝህሉ፥ ንሕና ዅልና ግና ሎሚ እንተንመውት፥ ዝሐሸ ኾይኑ ኸም ዝረአየካ፥ ሕዚ ፈለጥኩ።


ክብሪ ንጉስ ኣብ ብዝሒ ህዝቢ እዩ፤ ምውሓድ ህዝቢ ግና ጥፍኣት ገዛኢ እዩ።


ስራሕ ምፍታሕ ድቃስ የምፅእ፤ ነፍሲ ሃካይ ከዓ ትጠሚ።


“ኣፀናንዑ፤ ንህዝበይ ኣፀናንዑ” ይብል ኣምላኽኩም።


ስለዙይ፥ እንሆ፥ ኣነ ኽሓባብላ ናብ ምድረ በዳውን ከምፅኣ እየ፤ ንልባ ድማ ኽዛረባ እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos