Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 18:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 እቲ ንጉስ ከዓ “ፅቡቕ ኮይኑ ዝተርኣየኩም እገብር” በሎም። ንጉስ ድማ ኣብ ጥቓ እታ ኣፍ ደገ ደው በለ፤ ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸዓ በብሚእትታትን በብኣሽሓትን ኮይኖም ወፁ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 18:4
5 Referencias Cruzadas  

ዳዊት ድማ ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ሰራዊት ኣብ ሓደ ኣኪቡ፥ ኣብ ልዕሊኣቶም ኣሕሉቕ ሽሕን ኣሕሉቕ ሚእትን ሸመሎም።


ዳዊት ድማ ኣብ መንጎ እተን ክልተ ኣፍ ደገ ተቐሚጡ ነበረ። ሓደ ሓላዊ ኸዓ ኣብ ዝባን እቲ መካበብያ ደዪቡ ኣብኡ ደው በለ። እንተ ጠመተ ኸዓ በይኑ ዝጐዪ ሰብኣይ ረአየ።


እቲ ንጉስ ከዓ ንኢዮኣብን ንኣቢሳን ንኢታይን “ነቲ ጐበዝ ኣቤሴሎም፥ ምእንታይ ኢልኩም፥ ኣይትጕድእዎ” ኢሉ ኣዘዞም። እቲ ንጉስ ንዅሎም ኣሕሉቕ ብናይ ኣቤሴሎም ነገር ክእዝዞም እንተሎ፥ ኵሎም እቶም ህዝቢ ይሰምዑ ነበሩ።


ንሱ ነቲ ኽፈርድ ዝቕመጥ፥ መንፈስ ፍትሒ፥ ነቶም ንውግእ ናብ ኣፍ ደገ ዝመልሱ ኸዓ ሓይሊ ክኾኖም እዩ።


እቶም ነገስታት ፍልስጥኤማውያን ድማ በብሚእትን በብሽሕን ኮይኖም ይጕዓዙ ነበሩ፤ ዳዊትን ሰባቱን ከዓ ደጀን ኮይኖም ደድሕሪ ኣንኩስ ይጕዓዙ ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos