Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 18:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 እቶም ህዝቢ ግና፥ “ንሕና እንተ ሃደምና ብዛዕባና ግዲ የብሎምን። ፍርቅና እንተ ሞትናውን ብዛዕባና ግዲ የብሎምን። ንስኻ ግና ኽንዲ ዓሰርተ ሽሕና ኢኻ እሞ፥ ኣይትውፃእ። ስለዙይ ሕዚ ተዳሊኻ ኣብ ከተማ ዄንካ እንተ ሓገዝካና ይሐይሽ” በልዎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 18:3
8 Referencias Cruzadas  

ንኣቢሳ ድማ “ሶርያውያን ካባይ እንተ ሓየሉ፥ ንስኻ ርድአኒ፥ ደቂ ኣሞን ካባኻ እንተ ሓየሉ ድማ ኣነ ኽረድአካ እየ።


ተዳኺሙን ለሽ ኢሉን እንተሎ፥ ሓደጋ ኣውዲቐ ኸደንግፆ እየ። እቲ ምስኡ ዘሎ ህዝቢ ኸዓ ኽሃድም እዩ። ንንጉስ በይኑ ቐቲለ፥


ኣቢሳ ወዲ ፅሩያ ግና ረድኦ፤ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ኸዓ ብሰይፉ ቐተሎ። ሽዑ እቶም ኣገልገልቲ ዳዊት “መብራህቲ እስራኤል ከይትጠፍእስ፥ ደጊም ምሳና ናብ ውግእ ኣይትወፅእን” ኢሎም ኣብ ቅድሚኡ መሓሉ።


ንጉስ ሶርያ ኸዓ ነቶም ሰላሳን ክልተን ኣሕሉቕ ሰረገላታቱ “ንንጉስ እስራኤል ጥራሕ ደኣ እምበር፥ ምስ ንእሽተይ ኮነ፥ ምስ ዓብዪ ኣይትዋግኡ” ኢሉ ኣዚዙዎም ነበረ።


ሬስ። እቲ እግዚኣብሄር ዝቐብኦ፥ ብዛዕባኡ፥ ኣብ ማእኸል ኣህዛብ፥ ኣብ ፅላሉ ብህይወት ክንነብር ኢና፤ ዝበልናዮ ህይወት እስትንፋስና፥ ኣብ ጕድጓዶም ተትሓዘ።


ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ኦ ሰይፊ፥ ኣንፃር ጓሳይን እቲ ፈታዊየይ ዝኾነ ሰብን ተስእ፤ ነቲ ጓሳ ውቕዓዮ፤ እተን ኣባጊዕ ከዓ ፋሕ ይበላ። ኣነ ኸዓ ቕልፅመይ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣናእሽቱ ኽመልስ እየ።


ከምዙይ ኢለን እናደረፋ ድማ ተቐበላኦ፦ “ሳኦል ሽሕ፥ ዳዊት ግና እልፊ ቐተለ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos