Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 13:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ትእማር ከዓ ናብ እንዳ ኣምኖን ሓዋ ኸደት፤ ንሱ ድማ ደቂሱ ነበረ። ንሳ ኸዓ ብሑቝ ወሲዳ ለዊሳ፥ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ቕጫታት ሰንከተት። ምስ በሰለ ኸዓ፥

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 13:8
4 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ድማ ዳዊት “በይዛኺ ናብ ቤት ኣምኖን ሓውኪ ኺዲ እሞ ዝብላዕ ግበርሉ” ኢሉ ናብ ገዛ ትእማር መልእኽተኛታት ለአኸ።


ካብቲ መቝሎ ኣውፂኣ ቐረበትሉ። ንሱ ግና ምብላዕ ኣበየ። ኣምኖን ድማ “ንዅሉ ሰብ ካብዙይ ኣውፅኡለይ” በለ። ኵሉ ሰብ ከዓ ኻብኡ ወፀ።


ብኣቦ ኾነ ብእኖ ሓፍቱ ምስ ዝኾነት ዝድቅስ ርጉም ይኹን። ኵሉ ህዝቢ ድማ “ኣሜን” ይበል።


እታ ሰበይቲ ኸዓ ኣብ ገዛኣ ስቡሕ ጣዕዋ ነበራ፤ ተቐላጢፋ ድማ ሓረደቶ፤ ሕሩጭ ወሲዳ ኸዓ ለዊሳ ቕጫ ሰንከተት።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos