Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 13:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ሽዑ ድማ ዳዊት “በይዛኺ ናብ ቤት ኣምኖን ሓውኪ ኺዲ እሞ ዝብላዕ ግበርሉ” ኢሉ ናብ ገዛ ትእማር መልእኽተኛታት ለአኸ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 13:7
3 Referencias Cruzadas  

ኣምኖን ድማ “ሓሚመ” ኢሉ ደቀሰ። ንጉስ ንኣምኖን ክሪኦ ኢሉ ምስ መፀ ኸዓ፥ ኣምኖን ንንጉስ “በይዛኻ፥ ትእማር ሓፍተይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ክልተ ቕጫ ኽትገብረለይ፥ ብኢዳ ድማ ኸተብልዐንስ ስደደለይ” በሎ።


ትእማር ከዓ ናብ እንዳ ኣምኖን ሓዋ ኸደት፤ ንሱ ድማ ደቂሱ ነበረ። ንሳ ኸዓ ብሑቝ ወሲዳ ለዊሳ፥ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ቕጫታት ሰንከተት። ምስ በሰለ ኸዓ፥


ዳዊት ኣብ ኢየሩሳሌም ንባዕሉ ኣባይቲ ሰርሐ፤ ነቲ ታቦት እግዚኣብሄር ዝኸውን ቦታ ኣዳልዩ ኸዓ ድንኳን ተኸለሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos