Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 13:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ኢዮናዳብ ድማ “ሓሚመ ኢልካ ኣብ ዓራትካ ደቅስ፤ ኣቦኻ ኽሪአካ ኢሉ ምስ መፀ ኸዓ ‘በይዛኻ ሓፍተይ ትእማር እንጀራ ኽትህበኒ ትምፃእ፤ ነቲ ብልዒ ድማ ምእንቲ ኽሪኦስ፥ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ተዳልዎ፤ ባዕላ ኸዓ ተብልዐኒ’ ኢልካ ንገሮ” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 13:5
8 Referencias Cruzadas  

ንሱ ድማ “ወዲ ንጉስ እንተለኻስ፥ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ኸምዙይ ኴንካ እትዓብር እንታይ ኴንካ ኢኻ? እስኪ ንገረኒ?” በሎ። ኣምኖን ከዓ “ኣነስ ፍቕሪ ትእማር ሓፍቲ ሓወይ ኣቤሴሎም ሒዙኒ ኣሎ” በሎ።


ኣምኖን ድማ “ሓሚመ” ኢሉ ደቀሰ። ንጉስ ንኣምኖን ክሪኦ ኢሉ ምስ መፀ ኸዓ፥ ኣምኖን ንንጉስ “በይዛኻ፥ ትእማር ሓፍተይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ክልተ ቕጫ ኽትገብረለይ፥ ብኢዳ ድማ ኸተብልዐንስ ስደደለይ” በሎ።


ኣኪጦፌል ከዓ ንኣቤሴሎም “ምስተን ቤት ንጉስ ክሕልዋ ዝሓደገን ኣንስቲ ወሰን ኣቦኻ ተራኸብ። ኵሉ እስራኤል ድማ ነቦኻ ኸም ዘዋረድካ ኽሰምዕ እዩ፤ ሽዑ ዅሎም እቶም ምሳኻ ዘለዉ ክተብዑ እዮም” በሎ።


ወደይ፥ ነቲ ኻብ ፍልጠት ዘርሕቐካ ምኽሪ ኣይትስምዓዮ።


ሕዚ ድማ ንስኻትኩም፥ ምስቶም ኣብ መጋባእያ ዝተኣከቡ ዄንኩም፥ ንጳውሎስ ናባኻትኩም ከውፅኦ እሞ፥ ኣፀቢቕኩም ክትምርምሩ ኸም ዝደለኹም ጌርኩም፥ ነቲ ሓለቓ ሽሕ ንገርዎ፤ ንሕና ኸዓ ኣባኻትኩም እንተይበፅሐ ኽንቀትሎ ተዳሊና ኣለና” በልዎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos