Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 13:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ኣምኖን ድማ ንትእማር “ብኢድኪ ኽበልዕስ ነቲ ብልዒ ናብ ሕልፍኚ ኣእትዊዮ” በላ። ትእማር ከዓ ነቲ ዝገበረቶ ቕጫ ወሲዳ ናብ ሕልፍኚ፥ ናብ ሓዋ ኣምኖን ኣእተወቶ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 13:10
2 Referencias Cruzadas  

ክበልዕ ምስ ቀረበትሉ ድማ ሒዙ “ሓፍተይ፥ ንዒ ምሳይ ደቅሲ” በላ።


ካብቲ መቝሎ ኣውፂኣ ቐረበትሉ። ንሱ ግና ምብላዕ ኣበየ። ኣምኖን ድማ “ንዅሉ ሰብ ካብዙይ ኣውፅኡለይ” በለ። ኵሉ ሰብ ከዓ ኻብኡ ወፀ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos