Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 12:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ንስኻ ብስዉር ጌርካዮ ኢኻ እሞ፥ ኣነ ግና ነዝ ነገር እዙይ ኣብ ቅድሚ ዅሉ እስራኤልን ኣብ ቅድሚ ፀሓይን ክገብሮ እየ’ ይብል ኣሎ” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 12:12
7 Referencias Cruzadas  

ንኣቤሴሎም ድማ ድንኳን ኣብ ናሕሲ ተኸሉሉ፤ ኣቤሴሎም ከዓ ዅሉ እስራኤል እናረአየ፥ ናብተን ዕቁባት ኣቦኡ ኣተወ።


ሰበይተይ ንኻልእ ሰብ ትጥሓን፤ ካልኦት ሰባትውን ምስኣ ይደቅሱ።


እቶም ገበርቲ ሓጢኣት ዝሕብኡሉ፥ ፀልማት ወይ ድነ ሞት የለን።


እግዚኣብሄር ንዅሉ ተግባራት፥ ንዅሉ ስውር ዝኾነ፥ ሰናይ ኮነ ኽፉእ፥ ናብ ፍርዲ ኸምፅኦ እዩ።


ስለዙይ ነቲ ኣብ ፀልማት ዝተሓብአ፥ ናብ ብርሃን ዘምፅእ፥ ሓሳባት ልቢ ኸዓ ዝገልፅ ጐይታ ኽሳዕ ዝመፅእ፥ ጊዜ እንተይበፅሐ ሓደኳ ኣይትፍረዱ። ሽዑ ነፍሲ ወከፍ ነናእዳኡ፥ ኻብ እግዚኣብሄር ክቕበል እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos