Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 11:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ኦርዮ ናብኡ ምስ መፀ ድማ ዳዊት፥ ሃለዋት ኢዮኣብን እቶም ሰራዊት ከመይ ከም ዘለዉን ኵነታት እቲ ውግእን ጠየቖ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 11:7
5 Referencias Cruzadas  

“ደሓንዶ ኣሎ?” ድማ በሎም። ንሳቶም ከዓ “እወ ደሓን ኣሎ፤ ራሄል ጓሉ እኳ እኒሃ ምስተን ኣባጊዕ ትመፅእ ኣላ” በልዎ።


ኣቦኡ ኸዓ “ኪድ እሞ ኣሕዋትካ ደሓን እንተ ሃልዮም፥ እተን ጥሪትውን ደሓን እንተ ሃልየን ርኢኻ፥ ወረኦም ኣምፅአለይ” ኢሉ፥ ካብ ሩባ ኬብሮን ለኣኾ። ንሱ ኸዓ ናብ ሴኬም በፅሐ።


ሽዑ ዳዊት “ንኦርዮ ኬጢያዊ ስደደለይ” ኢሉ ንኢዮኣብ ለኣኸሉ። ኢዮኣብ ከዓ ንኦርዮ ናብ ዳዊት ሰደዶ።


ሙሴ ኸዓ ንሓሙኡ ኽቕበሎ ወፀ፤ ሰገደሉ፤ ሰዓሞውን። ደሓን ምህላዎም ንስንሳቶም ምስ ተጠያየቑ ድማ፥ ናብ ድንኳን ኣተዉ።


ዳዊት ድማ ነቲ ምስኡ ዝነበረ ኣቑሑ ኣብ ኢድ ሓላዊ ኣቑሑ ሓዲጉ ናብቲ ሰልፊ ጐየየ፤ መፂኡ ኸዓ ነሕዋቱ ደሓን ምህላዎም ጠየቖም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos