Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 11:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ናብ ዳዊት ድማ “ጠኒሰ እየ” ኢላ ለኣኸትሉ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 11:5
4 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ዳዊት “ንኦርዮ ኬጢያዊ ስደደለይ” ኢሉ ንኢዮኣብ ለኣኸሉ። ኢዮኣብ ከዓ ንኦርዮ ናብ ዳዊት ሰደዶ።


ቅንኢ ንሰብኣይ ብቝጥዓ የንድዶ እዩ እሞ፥ ሕነ ኽፈዲ እንተሎ ኣየናሕስን እዩ።


ምስ ሰበይቲ ሰብኣይ ዝዘመወ ሰብ፥ ምስ ሰበይቲ ብፃዩ ስለ ዝዘመወ፥ እቲ ዝዘመወን እታ ዝዘመወትን ይቀተሉ።


“ሰብኣይ፥ ምስ ሰበይቲ ሰብኣይ ደቂሱ እንተ ተረኽበ፥ እቲ ምስታ ሰበይቲ ዝደቀሰ ሰብኣይን እታ ሰበይትን ክልቲኦም ይቀተሉ፤ ነቲ ኽፉእውን ካብ እስራኤል ኣርሕቕዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos