Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 11:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ዳዊት ድማ ልኡኻት ሰዲዱ ኣምፅኣ፤ ናብኡውን ኣተወት፤ ካብ ፅጌኣ ዝነፅሀትሉ ጊዜ ነበረ እሞ፥ ምስ ተራኸባ ናብ ቤታ ተመለሰት፤ ጠነሰትውን።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 11:4
13 Referencias Cruzadas  

ሴኬም ወዲ ኤሞር፥ እቲ ኤውያዊ ገዛኢ እቲ ሃገር ድማ ረአያ። ወሰዳ እሞ ምስኣ ደቀሰ፤ ኣነወራውን።


ድሕሪ ቑሩብ ጊዜ ኸዓ፥ ሰበይቲ ጐይታኡ ንዮሴፍ ዓይና ኣውደቐትሉ እሞ፥ “ምሳይ ደቅስ” በለቶ።


ንስኻ ብስዉር ጌርካዮ ኢኻ እሞ፥ ኣነ ግና ነዝ ነገር እዙይ ኣብ ቅድሚ ዅሉ እስራኤልን ኣብ ቅድሚ ፀሓይን ክገብሮ እየ’ ይብል ኣሎ” በሎ።


ሰራቂ እንተ ረአኻ ምስኡ ትጐዪ፤ ዕድልካውን ምስ ኣመንዝራታት ገበርካ።


“ግብሪ ዘማዊት ሰበይቲ ኸዓ ኸምኡ እዩ፤ ከምኡውን በሊዓ ኣፋ እትሕብስሞ፥ ‘ሓደ ኽፉእ ነገር ኣይገበርኩን’ እትብል፥ መንገዲ ኣመንዝራ ሰበይቲ እያ።”


ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ እንተ ደቀሰ፥ ዘርኢ ኸዓ እንተ ፈሰሶ፥ ክልቲኦም ብማይ ይተሓፀቡ፤ ክሳዕ ምሸት ከዓ ዝረኸሱ ይኾኑ።


ሰበይቲ ብፅገኣ ረኺሳ እንተላ ብግብረ ስጋ ኣይትራኸባ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos