Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 11:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ዳዊት ድማ ልኢኹ ብዛዕባ እታ ሰበይቲ ጠየቐ፤ እቲ ልኡኽ ከዓ “እዚኣስ ቤርሳቤህ ጓል ኤልያብ፥ ሰበይቲ እቲ ኬጢያዊ ኦርዮዶ ኣይኮነትን?” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 11:3
10 Referencias Cruzadas  

እቲ ድኻ ግና ብዘይ እታ ዝዓደጋ ሓንቲ ንእሽተይ በጊዕ፥ ካልእ ኣይነበሮን። ንሱ ኣዕበያ፤ ኣብ ገዛኡውን ምስ ደቁ ብሓደ ዓበየት፤ ካብ ቍራሱ ትበልዕ፤ ካብ ዋንጫኡውን ትሰቲ፤ ኣብ ሕቝፉውን ትድቅስ ነበረት። ንእኡ ኸም ጓሉ ነበረት።


ኤሌፋላት፥ ወዲ ኣሓስባይ በዓል ማዕካታ፥ ኤልያብ ወዲ ኣኪጦፌል፥ በዓል ጊሎና፥


ኦርዮ በዓል ኬጢያ፤ ኵሎም ሰላሳን ሸውዓተን እዮም።


ዳዊት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ቅኑዕ ስለ ዝገበረ፥ ብዘይ እቲ ናይ ኦርዮ ኬጢያዊ ነገር፥ ብዅሉ ዘመን ህይወቱ ኻብቲ ዅሉ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ኣየግለሰን ነበረሞ።


ኦርዮ ኬጢያዊ፥ ዛባድ ወዲ ኣሕላይ፥


ኣብኡ ኸዓ ኻብ ቤርሳቤህ ጓል ዓሚኤል፥ ሳሙስ፥ ሶባብ፥ ናታን፥ ሰሎሞን፥ ኣርባዕተ ደቂ ተወለዱሉ።


ንፅባቐኣ ብልብኻ ኣይትመነዮ፤ ቈላሕታኣውን ኣይማርኽካ።


ከምቶም ብኽንክን ዝተቐለቡ፥ ውዑያት ኣፍራስ ከዓ ኾኑ፤ ነፍሲ ወከፎም ደድሕሪ ሰበይቲ ብፃዩ ይንህር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos