Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 10:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 እቶም መሳፍንቲ ደቂ ኣሞን ንጐይታኦም ሓኖን “ዳዊት ነቦኻ ኣኽቢሩ ዘፀናንዑ ዝሰደደልካዶ ይመስለካ ኣሎ? ዳዊትስ ነዛ ኸተማ ኽዕዘባን ክስልያን ከጥፍኣንዶ ኣይኮነን ሓሻኽሩ ሰዲዱልካ ዘሎ?” በልዎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 10:3
6 Referencias Cruzadas  

ንሓውኩም ዘምፅእ ካባኻትኩም ሓደ ስደዱ፤ እቲ ዝበልኩምዎ ሓቂ እንተልይዎ ኽሳዕ ዝፃረ ግና፥ ንስኻትኩም ክትእሰሩ ኢኹም። እንተ ዘይኮነ ብህይወት ፈርዖን እምሕል ኣለኹ፤ ንስኻትኩም ሰለልቲ ኢኹም” በሎም።


ዮሴፍ ድማ ነቲ ብዛዕባኣቶም ሓሊምዎ ዝነበረ ሕልምታት ዘከረ። ንሱ ድማ “ንስኻትኩም ኵነታት እዛ ምድሪ ኽትስልሉ ዝመፃእኹም ሰለልቲ ኢኹም” በሎም።


ኣበኔር ወዲ ኔር ከታልለካ፥ መውፅኢኻን መእተዊኻን ክፈልጥ፥ ኵሉ እትገብሮውን ከስተብህል ከም ዝመፀዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ?” በሎ።


እቶም መሳፍንቲ ደቂ ኣሞን ግና ንሓኖን “ዳዊት ነቦኻ ኣኽቢሩዶ ዘፀናንዑ ዝሰደደልካ ይመስለካ ኣሎ? እዚኣቶም ነዛ ሃገር ምእንቲ ኽምርምርዋን ክስልይዋን ክሕዝዋን እዮም መፂኦም ዘለዉ” በልዎ።


ፍቕሪ ዘይግባእ ኣይገብርን፤ ፍቕሪ ንኣይ ይጥዓመኒ ኣይብልን፤ ፍቕሪ ኣይበሳጮን፤ ፍቕሪ ኣይቕየምን።


ፍቕሪ ንዅሉ ይፀውር፤ ንዅሉ ይኣምን፤ ብዅሉ ድማ ተስፋ ይገብር፤ ንዅሉውን ይዕገስ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos