Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 10:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ነቶም ዝተረፉ ሰራዊት ከዓ ኣብ ኢድ ኣቢሳ ሓዉ ገይሩ፥ ኣብ ቅድሚ ደቂ ኣሞን ክዋግኡ ኣሰለፎም።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 10:10
6 Referencias Cruzadas  

ንኣቢሳ ድማ “ሶርያውያን ካባይ እንተ ሓየሉ፥ ንስኻ ርድአኒ፥ ደቂ ኣሞን ካባኻ እንተ ሓየሉ ድማ ኣነ ኽረድአካ እየ።


ሽዑ ኢዮኣብ ብቕድሚኡን ብድሕሪኡን ንውግእ ከም ዝተሰለፉ ምስ ረአየ፥ ንሱውን ካብ ኵሎም ጀጋኑ እስራኤል ሓርዩ፥ ኣብ ቅድሚ ሶርያውያን ኣሰለፎም።


ሓደ ሲሶ ኣብ ትሕቲ ኢዮኣብ፥ ሓደ ሲሶ ድማ ኣብ ትሕቲ ኣቢሳ ወዲ ፅሩያ ሓው ኢዮኣብ፥ ሓደ ሲሶውን ኣብ ትሕቲ እቲ ጌታዊ ኢታይ ገይሩ ሰደዶ። እቲ ንጉስ ድማ ነቶም ህዝቢ፥ “ኣነውን ርግፅ ምሳኻትኩም ክወፅእ እየ” በሎም።


ኣቢሳ ሓው ኢዮኣብ ወዲ ፅሩያ ኸዓ፥ ነቶም ሰላሳ ሓለቓኦም ነበረ። ንሱ ኲናቱ ኣልዒሉ ሰለስተ ሚእቲ ቐተለ። ስሙ ኸዓ ከምቶም ኣብ መንጎ እቶም ሰለስተ ግኑን ነበረ።


ኣቢሳ ወዲ ፅሩያ ድማ ኣብ ለሰ ጨው ንኤዶማውያን ስዒሩ ዓሰርተ ሸሞንተ ሽሕ ቀተለሎም።


ድሕሪዙይ፥ ንጉስ ደቂ ኣሞን ናዖስ ሞተ፤ ክንድኡ ኸዓ ወዱ ሓኖን ነገሰ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos