Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 1:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ሽዑ ዳዊት ነቲ ዝነገሮ መንእሰይ “ሳኦልን ዮናታን ወዱን ከም ዝሞቱ ደኣ ኸመይ ኢልካ ፈሊጥካ?” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 1:5
4 Referencias Cruzadas  

ዳዊት ድማ “እቲ ኹነታት ከመይ እዩ? በይዛኻ ንገረኒ” በሎ። ንሱ ኸዓ “እቲ ሰራዊት ካብቲ ውግእ ሃዲሙ፥ ካብቲ ህዝቢ ድማ ብዙሓት ተወጊኦም ሞይቶም፤ ሳኦልን ዮናታን ወዱንውን ሞይቶም” በሎ።


እቲ ዝነገሮ መንእሰይ ከዓ “ብኣጋጣሚ ናብ እምባ ጊልቦዓ መፃእኹ፤ እንሆ ድማ፥ ሳኦል ኲናቱ ተመርኲሱ ደው ኢሉ ነበረ፤ ሰረገላታትን ፈረሰኛታትን ከዓ ኣርከብዎ።


ገርሂ ሰብ ንዅሉ ቓል ይኣምን፤ ለባም ግና ነካይዳኡ ይጥንቀቕ።


ክብሪ እግዚኣብሄር ነገር ምስዋር እዩ፤ ክብሪ ነገስታት ግና ምምርማር ነገር እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos