Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 1:26 - መፅሓፍ ቅዱስ

26 ኦ ዮናታን ሓወይ! ብዙሕ እፈትወካ ነይረ እየ እሞ፥ ብኣኻ እሓዝን ኣለኹ። እቲ ንኣይ ምፍቃርካ የመና ፍሉይ ነበረ፤ ፍቕርኻ ንኣይ ካብ ፍቕሪ ኣንስቲ ዝበልፅ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 1:26
7 Referencias Cruzadas  

ከመይ እዞም ጀጋኑ ወደቑ! ኣፅዋር ውግእኸ ኸመይ ከንቱ ኾኑ!”


ፈተውቲ ዘብዝሕ ሰብ ይጠፍእ፤ ግና ኻብ ሓው በሊፁ ዝቐርብ ፈታዊውን ኣሎ።


“ኣቦይ ሳኦል ክቐትለካ ይደሊ ኣሎሞ፤ በይዛኻ ፅባሕ ንግሆ ተጠንቀቕ፤ ናብ ግሉስ ቦታ ኼድካ ተሓባእ።


ዮናታን ድማ ንዳዊት ከም ነፍሱ ገይሩ ይፈትዎ ነበረ እሞ፥ ስለ እቲ ዝነበሮ ፍቕሩ መሊሱ መሓለሉ።


እቲ ሓሽከር ምስ ከደ ድማ፥ ዳዊት ካብቲ ስፍራ ብወገን ደቡብ ተሲኡ፥ ብገፁ ናብ ምድሪ ተደፊኡ ሰለስተ ሻዕ ፍግም በለ። ዮናታንን ዳዊትን ከዓ ተሰዓዓሙ፤ ብሓደ ኾይኖም ድማ በኸዩ፤ ምናዳ እኳ ዳዊት የመና በኸየ።


ዮናታን ወዲ ሳኦል ድማ ተሲኡ፥ ናብቲ ዳዊት ዘለዎ ናብ ሆረሽ ከደ፤ “እግዚኣብሄር ክሕልወካ እዩ” ኢሉውን ኣተባብዖ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos