Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 1:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 ከመይ እዞም ጀጋኑ ኣብ ማእኸል ውግእ ወደቑ! ዮናታን ኣብ እምባታት ሞተ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 1:25
6 Referencias Cruzadas  

“ኦ እስራኤል! ክቡራትካ ኣብ እምባታትካ ተቐተሉ፤ እቶም ጀጋኑኸ ኸመይ ወደቑ!


ኣትን ኣዋልድ እስራኤል! ነቲ ዘሐጕስ ቀይሕ ግምጃ ዘልብሰክን ዝነበረ፥ ክዳውንትኽንውን ብወርቂ ዘቦ ንዝሸለመ ንሳኦል ብኸያሉ።


ከመይ እዞም ጀጋኑ ወደቑ! ኣፅዋር ውግእኸ ኸመይ ከንቱ ኾኑ!”


ኣኽሊል ካብ ርእስና ወደቐ፤ ሓጢኣት ሰሪሕና ኢና እሞ ወይለና።


ዛብሎን ንነፍሱ ንሞት ዝወፈየ ህዝቢ እዩ፤ ንፍታሌምውን ኣብቲ በረኽቲ በረኻ ኸምኡ ገበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos