Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 1:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 ቀስቲ ዮናታን ካብ ደም እቶም ውጉኣት፥ ንድሕሪት ተመሊሳ ኣይትፈልጥን። ሰይፊ ሳኦልውን ካብ ስብሒ እቶም ጀጋኑ ጥራዩ ተመሊሱ ኣይፈልጥን።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 1:22
7 Referencias Cruzadas  

እንሆ፥ ኣነ ንባቢሎን ብወገን ሰሜን፥ ብዙሓት ብርቱዓት ህዝብታት ከተስአላ እየ፤ ንሳቶም ተሰሊፎም ክወግእዋ እዮም፤ ክስዕርዋ ኸዓ እዮም። ፍላፃታቶም ከምቲ ናይ ጅግና ተዋጋኢ ሓደ እኳ ኣይስሕትን።


ካብ ደም ቅቱላትን ምሩኻትን፥ ንፍላፃታተይ ብደም ከስክረን እየ፤ ሰይፈይ ድማ ኻብ ርእሲ መራሕቲ እቲ ፀላኢ፥ ስጋ ኽቘራርፅ እዩ።


ሳኦል ኣብ ልዕሊ ደቂ እስራኤል መንግስቲ ምስ ሓዘ ድማ ምስቶም ኣብ ዙርያኡ ዝነበሩ ዅሎም ፀላእቱ፥ ምስ ሞኣብን ምስ ደቂ ኣሞንን ምስ ኤዶምያስን ምስ ነገስታት ሱባን ምስ ፍልስጥኤማውያንን ተዋግአ፤ ኣብ ዝተዋግአሉ ዅሉ ኸዓ ይዕወት ነበረ።


ንሱ ጀግና ነበረ፤ ተዋጊኡ ድማ ንኣማሌቃውያን ሰዓሮም፤ ንእስራኤልውን ካብ ኢድ እቶም ወረርቶም ኣድሓኖም።


ዮናታን ከዓ እቲ ተኸዲንዎ ዝነበረ ኻባ ኣውፂኡ ንዳዊት ሃቦ፤ ምስኡ ድማ ናይ ውግእ ኽዳኑን ሰይፉን ቀስቱን ቅናቱን ሸለሞ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos