Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2 ሳሙኤል 1:18 - መፅሓፍ ቅዱስ

18 ደቂ ይሁዳ ኸዓ ነዝ መልቀስ እዙይ ከፅንዕዎ ኣዘዘ። እዙይ ኣብ መፅሓፍ ያሻር ተፅሒፉ ኣሎ።

Ver Capítulo Copiar




2 ሳሙኤል 1:18
4 Referencias Cruzadas  

“ይሁዳ፥ ኣሕዋትካ ኸመስግኑኻ እዮም፤ ኢድካ ኣብ ክሳድ ፀላእትኻ ኽትከውን እያ፤ ደቂ ኣቦኻ ኽሰግዱልካ እዮም።


“ኦ እስራኤል! ክቡራትካ ኣብ እምባታትካ ተቐተሉ፤ እቶም ጀጋኑኸ ኸመይ ወደቑ!


በታ ኣብ ኮሬብ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ዝቖምኩምላ መዓልቲ፥ ‘እቶም ህዝቢ ኣብ ምድሪ ዝነብሩለን ኵለን መዓልቲታት ንኣይ ምፍራሕ ምእንቲ ኽመሃሩን ንደቆም ድማ ምእንቲ ኽምህርዎምን፥ ቃለይ ክሰምዑ ናባይ ኣክቦም’ ኢሉ እግዚኣብሄር ተዛረበኒ።


ሽዑ እቲ ህዝቢ ንፀላእቱ ኽሳዕ ዝስዕሮም፥ ፀሓይ ቆመት፤ ወርሒውን ደው በለት። እዙይ ኣብ መፅሓፍ ያሻር ተፅሒፉ ዘሎዶ ኣይኮነን? እታ ፀሓይ ኣብ ማእኸል ሰማይ ደንጐየት፤ ኣስታት ምሉእ ሓደ መዓልቲ ንምዕራብ ኣይቀልጠፈትን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos