Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2ይ ጴጥሮስ 3:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ስለዙይ እታ ሽዑ ዝነበረት ዓለምውን፥ ብማይ ተውሒጣ ጠፍአት።

Ver Capítulo Copiar




2ይ ጴጥሮስ 3:6
6 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ነቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኹምን፥ ኣብ መንጎ እቲ ህይወት ዘለዎ ዅሉ ፍጡርን ዘሎ ኺዳነይ ክዝክር እየ። እቲ ንዅሉ ፍጡር ዘጥፍእ ማይ ጥፍኣት ድማ፥ ድሕሪ ደጊም ኣይኸውንን እዩ።


እንሆ፥ ንሱ ንማያት ይኽልክሎም፤ ንሳቶምውን ይነፅፉ፤ ከፊቱ እንተ ሰደዶም ድማ፥ ንምድሪ የዕለቕልቑዋ።


ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ፥ ሰባት ይበልዑን ይሰትዩን፥ የውስቡን ይዋሰቡን ነበሩ፤ ማይ ኣይሂ መፂኡ ድማ፥ ንዅሎም ኣጥፍኦም።


ነታ ቐዳመይቲ ዓለምውን ኣይራህርሀላን፤ ነቲ ሰባኺ ፅድቂ ዝነበረ ኖህ ግና፥ ሻምናይ ርእሱ ጥራሕ ኣድሒኑ፥ ነቲ ናይ ሓጥኣን ቀዳማይ ዓለም ከዓ ራህሪሁ እንተይመሓረ፥ ኣብቶም ሓጥኣን ማይ ኣይሂ ኣውረደ እምበር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos