Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




2ይ ዮሃንስ 1:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 እቲ ሰላም ዝብሎ፥ ብኽፉእ ግብሩ ይተሓባበሮ እዩ እሞ።

Ver Capítulo Copiar




2ይ ዮሃንስ 1:11
6 Referencias Cruzadas  

ሰራቂ እንተ ረአኻ ምስኡ ትጐዪ፤ ዕድልካውን ምስ ኣመንዝራታት ገበርካ።


ኣቃልዕዎ ደኣ እምበር፥ ምስ ፍረ ዘይብሉ ግብሪ ፀልማት ሕብረት ኣይሃሉኹም፤


ኣብ ሓደኳ፥ ኢድካ ኣንቢርካ ንምሻም ኣይትተሃወኽ፤ ኣብ ሓጢኣት ካልኦት ከይትሳተፍ፤ ንባዕልኻ ብንፅህና ሓሉ።


ኵሉ ፀባ ዝምገብ ህፃን ስለ ዝኾነ፥ ብዛዕባ ናይ ፅድቂ ነገራት ክፈልጥ ኣይኽእልን።


ንገሊኣቶም፥ ካብ ሓዊ መንጢልኩም ኣናግፍዎም፤ ንገሊኣቶም ድማ፥ ነቲ ብትምኒት ስጋኦም ዝረኸሰ ኽዳን እኳ እናፀላእኹም፥ ንርእስኹምውን እናፈራሕኹም ራህርሁሎም።


ካብ ሰማይ ድማ፥ ካልእ ኸምዙይ ዝብል ድምፂ ሰማዕኹ፦ “ኣቱም ህዝበይ፥ ኣብቲ ሓጢኣታ ምእንቲ ኸይትተሓባበሩ፥ ኻብቲ መዓታውን ምእንቲ ኸይትካፈሉ፥ ካብኣ ውፁ፤


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos