12 ሰበይቲ ኽትምህር ወይ ኣብ ልዕሊ ሰብኣይ ስልጣን ክህልዋ፥ ኣይፈቅድን እየ። ንሳስ ስቕ ደኣ ትበል።
ኣንስቲ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ክዛረባ ኣይተፈቐደለንን እዩ እሞ፥ ስቕ ይበላ። ግና ኸምቲ ሕጊ ሙሴ ዝብሎ ይተኣዘዛ።
ርእሰን ዝመልካ፥ ንፁሃት፥ ስድራአን ዝከናኸና፥ ሕያዎት፥ ንሰብኡተን ዝእዘዛ ምእንቲ ክኾና ይምሃራአን። እዙይ ከዓ፥ ቃል እግዚኣብሄር ምእንቲ ኸይፅረፍ እዩ።