20 ብርግፅ ክብርናን ሓጐስናን፥ ንስኻትኩም ኢኹም።
ንኣረጋውያን ዘውዶም ደቂ ደቆም እዮም፤ ንቘልዑ ኸዓ ኣቦታቶም ክብረቶም እዮም።
ሰብኣይ፥ ምስሊ እግዚኣብሄርን ክብሩን ዝገልፅ ስለ ዝኾነ፥ ክጕልበብ ኣይግብኦን እዩ። ሰበይቲ ግና፥ ክብሪ ሰብኣይ እያ እትገልፅ።
ስለዙይ ክንዕገስ ስለ ዘይከኣልና፥ ኣብ ኣቴና በይንና ኽንተርፍ መረፅና።