Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 8:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ስም እቲ በዅሪ ወዱ ኢዩኤል፥ ስም እቲ ኻልኣዩ ኸዓ ኣቢያ ነበረ፤ ንሳቶም ኣብ ቤርሳቤህ ፈረድቲ ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 8:2
7 Referencias Cruzadas  

ኣብርሃም ከዓ ናብቶም ኣገልገልቱ ተመለሰ። ሓቢሮም ድማ ናብ ቤርሳቤህ ኸዱ። ኣብርሃም ከዓ ኣብ ቤርሳቤህ ተቐመጠ።


እስራኤል ኵሉ ዘለዎ ሒዙ ተልዓለ። ኣብ ቤርሳቤህ ምስ በፅሐ ኸዓ፥ ንኣምላኽ ኣቦኡ ይስሓቅ፥ መስዋእቲ ሰውአ።


ኤልያስ ከዓ ፈሪሑ ተልዓለ፤ ህይወቱ ንኸድሕንውን ሃዲሙ ኸደ፤ ናብ ቤርሳቤህ ናይ ይሁዳ ድማ መፀ፤ ነቲ ሓሽከሩ ኸዓ ኣብኣ ሓደጎ።


ሰሎም ንኬልቅያስ ወለደ፤ ኬልቅያስ ንኣዛርያስ ወለደ፤


ሳሙኤል ንኢዮኤል በዅሪ ወዱን ንኣብያን ወለደ።


ወዲ ይስዓር፥ ወዲ ቀኣት፥ ወዲ ሌዊ፥ ወዲ ያእቆብ እዮም።


ግና ጌልገላ ፈፂማ ኽትማረኽ እያ፤ ቤቴልውን ከንቱ ኽትከውን እያሞ፥ ንቤቴል ኣይትድለዩ፤ ናብ ጌልገላ ድማ ኣይትእተዉ፤ ናብ ቤርሳቤህውን ኣይትሕለፉ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos