Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 8:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ኣገልገልትኹምን ኣግራድኩምን፥ ዘዝበለፁ ኸፍትኻትኩምን ኣእዱግኩምን ወሲዱ ድማ ኣብ ስራሑ ኸውዕሎም እዩ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 8:16
4 Referencias Cruzadas  

እንሆ፥ ዓራት ሰሎሞን፤ ካብ ጀጋኑ እስራኤል ስሳ ጀጋኑ ኸዓ ኣብ ዙርያኡ እዮም።


እቲ ኣገልጋሊ ብልቡ ‘ምምፃእ ጐይታይ ገና ኽድንጕ እዩ’ ኢሉ፥ ነቶም ሓሻኽርን ኣግራድን ክገርፍ፥ ክበልዕ፥ ክሰትን ክሰክርን እንተ ጀመረ ግና፥


ኣስራት ዝሩእኹምን ወይንኹምን ወሲዱ ኸዓ ንሹመኛታቱን ንኣገልገልቱን ክህቦም እዩ።


ካብ ኣባጊዕኹምን ኣጣልኩምን ኣስራት ክወስድ እዩ፤ ንስኻትኩምውን ባሮቱ ኽትኮኑ ኢኹም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios