Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 7:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ፍልስጥኤማውያን ተስዓሩ፤ ብድሕሪኡ መሊሶም ንወሰን እስራኤል ኣይወረርዎን። ብዅሉ ዘመን ሳሙኤል ድማ መቕፃዕቲ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ፍልስጥኤማውያን ከቢዱ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 7:13
12 Referencias Cruzadas  

ድሕሪዙይ ዳዊት ንፍልስጥኤማውያን ወቕዖም፤ ኣዋረዶምውን፤ ካብ ፍልስጥኤማውያን ድማ ሜቴግ ኣማ ንዝተብሃለት ከተማ ኻብ ኢዶም ኣሕዲጉ ሓዛ።


ደቂ እስራኤል ድማ መሊሶም ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፉእ ገበሩ፤ እግዚኣብሄር ከዓ ኣርብዓ ዓመት ናብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኣሕሊፉ ሃቦም።


ምስ ወለድኪ እቲ ቘልዓ ኻብ ዝውለድ ጀሚሩ ናይ እግዚኣብሄር ናዝራዊ ክኸውን እዩ እሞ፥ ኣብ ልዕሊ ርእሱ መላፀ ኣይሓልፎን፤ ንሱ ንደቂ እስራኤል ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ከድሕኖም ክጅምር እዩ።”


ምድያም ከዓ ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ተዋረዱ፤ መሊሶምውን ርእሶም ኣየልዓሉን። እታ ሃገር ድማ ብዘመን ጌዴዎን ኣርብዓ ዓመት ዕረፍቲ ረኸበት።


እግዚኣብሄር ከዓ ንይሩበዓልን ንባርቅን ንዮፍታሔን ንሳሙኤልን ልኢኹ፥ ካብ ኢድ እቶም ኣብ ዙርያኹም ዝነብሩ ዘለዉ ፀላእትኹም ኣድሓነኩም፤ ሃዲእኹም ድማ ተቐመጥኩም።


ናብ ጌት ምስ ወሰድዎ ኸዓ እግዚኣብሄር ነታ ኸተማ ብዓብዪ ድንጋፀ ቐፅዓ፤ እቶም ህዝቢ እታ ኸተማ ኸዓ ብየመና ዓብዪ ፍርሒ ኣዕገርገሩ። ንሰብ እታ ኸተማውን፥ ካብ ንእሽተይ ክሳዕ ዓብዪ ብሕማም ሕበጥ ቀፅዖም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos