Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 4:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 ኤሊ ግና ወዲ ተስዓን ሸሞንተን ዓመት ኮይኑ ነበረ እሞ፥ ኣዒንቱ ፈዚዘን ክርኢ ኣይከኣለን።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 4:15
5 Referencias Cruzadas  

ይስሓቅ ኣሪጉ ኣዒንቱ ደኺመን ምርኣይ ምስ ሰኣና፥ ንኤሳው ነቲ ዓብዪ ወዱ ፀዊዑ “ኣታ ወደይ!” በሎ። ንሱ ኸዓ “እኒሀኹ” በሎ።


ሰበይቲ ኢዮርብዓም ድማ ተሲኣ ናብ ሴሎ ኸደት፤ ናብ ቤት ኣኪያውን ኣተወት። ኣኪያ ግና ኣዒንቱ ብእርጋን ፈዚዘን ነበራ እሞ ኽርኢ ኣይከኣለን።


መዋእል ዕድሜና ሰብዓ ዓመት፥ እንተ በዝሐ ኸዓ ሰማንያ ዓመት እዩ፤ ካብኡ እንተ በዝሐ ግና ድኻምን መከራን እዩ፤ ካባና ቐልጢፉ ይሓልፍ፤ ንሕናውን ንግሰፅ ኢናሞ።


እቲ ኣዒንቱ ደኺመን ክዓውር ቀሪቡ ዝነበረ ኤሊ ኣብ መደቀሲኡ ደቂሱ ነበረ።


ኤሊ ድማ ድምፂ እቲ ዋይ ዋይታ ምስ ሰምዐ፥ “እዝ ድምፂ ዋይ ዋይታ እዙይ እንታይ ኮን እዩ?” በለ። እቲ ሰብኣይ ከዓ ቐልጢፉ ናብ ኤሊ መፂኡ ነገሮ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos