Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 4:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ንሱ ኽመፅእ እንተሎ፥ እንሆ ኤሊ ብዛዕባ ታቦት ኣምላኽ ተጨኒቑ ነበረ እሞ፥ ኣብ ወሰን መንገዲ ኣብ መንበር ተቐሚጡ የማዕዱ ነበረ። እቲ ሰብኣይ ናብ ከተማ ኣትዩ ምስ ኣውረየ፥ ብዘላ እታ ኸተማ ዋይ ዋይ በለት።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 4:13
9 Referencias Cruzadas  

ኦ ጐይታ፥ ነቲ እትነብረሉ ቤት፥ ነቲ ኽብርኻ ዝሓድረሉ ቦታ ፈተኹ።


ኣቲ ኣብ ኣሮኤር እትነብሪ፥ ኣብ ወሰን መንገዲ ዄንኪ ተመልከቲ፤ ነቲ ዝሃድም ሰብኣይ፥ ነታ እተምልጥ ሰበይቲ፥ እንታይ ወሪዱ እዩ ኢልኪ ጠይቒ።


ከነዓናውያንን ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ዅሎምን ነዙይ ሰሚዖም ክኸቡና እዮም፤ ስምና ድማ ኻብ ምድሪ ኸጥፍኡ እዮም። ነቲ ዓብዪ ስምካ ደኣ እትገብሮ እንታይ እዩ?” በለ።


ኣብ ሴሎ በሊዖምን ሰትዮምን ምስ ወድኡ ሃና ተስአት። ካህን ኤሊ ኸዓ ኣብ ኣፍ ደገ መቕደስ እግዚኣብሄር ኣብ መንበር ኮፍ ኢሉ ነበረ።


ኤሊ ድማ ድምፂ እቲ ዋይ ዋይታ ምስ ሰምዐ፥ “እዝ ድምፂ ዋይ ዋይታ እዙይ እንታይ ኮን እዩ?” በለ። እቲ ሰብኣይ ከዓ ቐልጢፉ ናብ ኤሊ መፂኡ ነገሮ።


እቲ ሰብኣይ ምምራኽ ታቦት እግዚኣብሄር ምስ ነገሮ፥ ኤሊ ኣሪጉ፥ ሰብነቱውን ግዙፍ ስለ ዝነበረ፥ ካብቲ ተቐሚጥዎ ዝነበረ መንበር ኣብ ጥቓ እቲ በሪ ንድሕሪት ወደቐ። ክሳዱ ተሰይሩ ድማ ሞተ። ንሱ ንእስራኤል ኣርብዓ ዓመት ዝመርሖም እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos