Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 30:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ነንስትን ኣብኣ ንዝፀንሑ ዅሎምን ካብ ኣናእሽቱ ኽሳዕ ዓበይቲ ማሪኾምዎም ነበሩ፤ ግና ማሪኾም ደኣ መንገዶም ከዱ እምበር፥ ሓደ ዝቐተልዎ ሰብ እኳ ኣይነበረን።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 30:2
6 Referencias Cruzadas  

“ክሳዕ ኣብዙይ ብፃሕ፤ ካብዙይ ንንየው ኣይትሕለፍ፤ እቲ ብርቱዕ ናህሪ ማዕበላትካውን ካብዙይ ኣይሕለፍ” በልኩ።


ሰብ ብፍቓዱ የመስግንካ፤ ካብ ተረፍ ሕሊናኦም በዓልካ ይገብሩ።


ዳዊት “ኵልሻዕ ልማዱ ኸምዙይ ነበረ” ኢሎም ከይነግሩሉ ኢሉ፥ ንሰብኣይ ኮነ ንሰበይቲ ይቐትሎም ነበረ እምበር ናብ ጌት ኣየምፅኦምን ነበረ። ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን ኣብ ዝተቐመጠሉ ጊዜያት ከምዙይ ይገብር ነበረ።


ካብ ንእሽተይ ክሳዕ ዓብዪ፥ ካብ ኣወዳት ኮነ ኻብ ኣዋልድ፥ ካብቲ ዅሉ ተዘሚቱ ዝነበረ፥ ሓደኳ እንተየትረፈ ዳዊት ኣምለሶ።


ዳዊትን ሰዓብቱን ናብ ፂቅላግ ምስ መፁ ድማ፥ እንሆ፥ ብሓዊ ተቓፂላ፥ ኣንስቶምን ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ከዓ ተማሪኾም ከይዶም ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos