Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 3:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 እግዚኣብሄር ድማ መሊሱ ንሳሙኤል ፀውዖ፤ ሳሙኤል ከዓ ተስአ፤ ናብ ኤሊ ኸይዱ ኸዓ “ስለ ዝፀዋዕኻኒ፥ እኒሀኹ” በሎ። ኤሊ ግና “ወደይ፥ ኣነስ ኣይፀዋዕኹኻን፤ ተመሊስካ ደቅስ” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 3:6
6 Referencias Cruzadas  

ዓይኑ ቋሕ ኣቢሉ ድማ ንወዲ እኖኡ ንብንያም ረአዮ፥ “እዙይ እቲ ብዛዕባኡ ዝተዛረብኩምኒ ንእሽተይ ሓውኩም ድዩ?” በሎም። ንእኡ ኸዓ “ወደይ፥ እግዚኣብሄር ይባርኽካ” በሎ።


ኣኪማኣስ ወዲ ሳዶቅ ኸዓ ንኢዮኣብ መሊሱ “ዝመፀ ይምፃእ፤ በይዛኻ ኣነውን ደድሕሪ ኵሲ ኽጐዪ” በሎ። ኢዮኣብ ከዓ “ወደይ፥ ብስራት ነጊርካ እትቕበሎ ውህብቶ የብልካን እሞ፥ ስለ ምንታይ ትጐዪ?” በሎ።


እንሆ ኸዓ ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ሓደ መፃጕዕ ናብኡ ኣምፅኡሉ፤ ኢየሱስ ድማ እምነቶም ሪኡ፥ ነቲ መፃጕዕ “ኣይዞኻ ወደይ! ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ” በሎ።


ጐይዩ ናብ ኤሊ ኸይዱ ድማ “ስለ ዝፀዋዕኻኒ፥ እኒሀኹ” በሎ። ኤሊ ግና “ኣይፀዋዕኹኻን፤ ተመሊስካ ደኣ ደቅስ” በሎ። ሳሙኤል ከዓ ተመሊሱ ደቀሰ።


ሳሙኤል ንእግዚኣብሄር ገና ኣይፈልጦን ነበረ፤ ቃል እግዚኣብሄርውን ኣይተገለፀሉን ነበረ።


እቲ ሰብኣይ ንኤሊ “ካብቲ ውግእ ሃዲመ መፂአ እኒሀኹ” በሎ። ንሱ ኸዓ “ወደይ! ኩነታት ከመይ ኮነ?” ኢሉ ጠየቖ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos