Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 3:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ኤሊ ኸዓ ንሳሙኤል “ሳሙኤል ወደይ!” ኢሉ ፀውዖ። ሳሙኤል ከዓ “እኒሀኹ” በለ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 3:16
6 Referencias Cruzadas  

መልኣኽ እግዚኣብሄር ድማ ብሕልሚ ‘ያእቆብ’ ኢሉ ፀውዐኒ። ኣነ ኸዓ ‘እኒሀኹ’ በልኩ።


እስራኤል ከዓ ንዮሴፍ “ኣሕዋትካ ኣብ ሴኬም ይጓስዩዶ ኣይኮኑን? ሕዚ ኸዓ ነዓ፤ ናብኣቶም ክልእኸካ” በሎ። ዮሴፍ ድማ “እኒሀኹ” በሎ።


ሽዑ ቦኤዝ ንሩት “ስምዒ እዛ ጓለይ! ነዘን ኣገልገልተይ እናተኸተልኪ ድኣ ቐርሚ እምበር፥ ክትቅርሚ ኢልኪ ናብ ካልእ ግራት ኣይትኺዲ።


ሕዚ ኸዓ እቲ ዝመርሐኩም ንጉስ እንሆ፤ ኣነ ኣሪገ እየ፤ ደቀይ ከዓ ምሳኻትኩም ኣለዉ። ኣነ ድማ ኻብ ንእስነተይ ጀሚረ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ቐቅድሜኹም ከድኩ።


ሳሙኤል ድማ ኽሳዕ ዝወግሕ ደቀሰ፤ ብድሕሪኡ መዓፁ ቤት እግዚኣብሄር ከፈተ። እቲ ራእይ ንኤሊ ኸይነግሮ ግና ፈርሐ።


ኤሊ ድማ “እቲ እግዚኣብሄር ዝተዛረበካ ነገር እንታይ እዩ? በይዛኻ ኣይትሕብአኒ። ካብቲ ዅሉ ዝተዛረበካ ሓደ እኳ እንተ ሓቢእኻለይ፥ ኣምላኽ ብብርቱዕ ይቕፃዕኻ” በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos