Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




1 ሳሙኤል 26:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 እቶም ዚፋውያን ድማ ናብ ሳኦል ናብ ገባዖን መፂኦም “ዳዊት ኣብቲ ኣብ መንፅር ምድረ በዳ ዘሎ ዀረብታ የሴሞን ተሓቢኡ ኣሎ” በልዎ።

Ver Capítulo Copiar




1 ሳሙኤል 26:1
5 Referencias Cruzadas  

ዚፍን ጤለምን በዓሎትን፥


ማዖን ቀርሜሎስ ዚፍ ዩጣ ኢይዝራኤል፥


ሽዑ ዚፋውያን ናብ ሳኦል ናብ ጊብዓ ደዪቦም፦ “ዳዊት ኣብቲ ዱር ዘሎ ብየሴሞን ደቡብ ምድረ በዳ ዘሎ ዀረብታ ኤኬላ ተሓቢኡ ኣሎ።


ሳኦል ከዓ ኣብታ ኣብ መንፅር ምድረ በዳ ኣብ መንገዲ ዘላ ዀረብታ ሓኪላ ሰፈረ። ዳዊት ግና ኣብቲ ምድረ በዳ ተቐሚጡ ነበረ። ሳኦል ደድሕሪኡ ናብ ምድረ በዳ ኸም ዝመፀ ምስ ሰምዐ ድማ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos